Skip to main content

ኣብ መንነቶም ዝተመስረቱ ብዓርሰ እምነት ዝተሃንጹ ቆልዑ የዕብዩ

ወለዲ ንደቆም ብዘዘናግዕን መሳጥን ሕንቅልሕንቅልተይ ኣቢሎም ናይ ኣዶ ቋንቋኦም እናመሃሩ፣ ከመይ ገይሮም ዓበይቲ ክብሪታት፣ ስምዒታዊ ብልሕን ናይ ባህሊ ኹርዓትን ከማዕብሉ ከም ዝኽእሉ ይፍለጡ

ወለዲ ንናይ ደቆም መጻኢ ዕድል ከመይ ከም ዝቐርጽዎ

ወለዲ ናይ ደቆም ቀዳሞት መማህራን እዮም። ምስ ውሉድካ እተካይዶ ምርድዳእእ፤ ትህቦ መምርሕን ድጋፍን

ንዓርሰ እምነቱን ባህሪኡን ይቐርጾ።

    ቆልዑ ንዓኻ ብምዕዛብ እዮም ዝማህሩ


     ስምዒታዊ ደገፍ ናይ ምጽዋር ዓቕሚ ይሃንጽ


      ቀጻልነት ውሕስነት ይፈጥር


    ባህሊ ናይ በዓል ዋንነት ስምዒት ይህቦም


    ምስ ናይ ቆልዑ ዕብየትን ቋንቋን ኣሰልጣኒ ተራኸብ

    Event Videos

    ስምዒታዊ ብልሒ ብኣግኡ ይህነጹ

    ስምዒቶም ዝርድኡ ቆልዑ ርእሰ-ምትእምማን ዘለዎምን ኣኽበርትን መናእሰይ ኮይኖም ይዓብዩ።

    ስምዒታትካ ብግልጺ ምንጋር

    Show empathy toward others

    ጸገማት ብህድኣት ፍታሕ

    ጥዕና ዘለዎም ዝምድናታት ምህናጽ

    መንነቶም ዝፈልጡ ቆልዑ የዕብዩ

    ንውሉድካ ቋንቋኡ፣ ክብርታቱ ከምኡውን ስምዒታዊ ጥንካረኡ ክትምህሮ ከለኻ፣ ንህይወቱ ድልዱል መሰረት ትህቦ ኣለኻ ማለት እዩ።

    ብናይ ትግርኛ ሕንቅልሕንቅሊተይ ኣቢልካ ምምሃር ከም መዘናግዒ ተጠቀመሉ

    Version 2
    Version 4
    Version 3

    ፊደላትን ድምጽታትን ኣለሊ


    ቃላት ምስ ስእልታት ኣተኣሳስር


    ምስትዋስን ትኹረትን ኣማዕብል


    ብተፈጥሮኣዊ መንገዲ ብምምሃር ምዝናነይ