Skip to main content

ብጸወታ ዝተሰነየ ትምህርቲ

ንህጻናት ፊደላት ግዕዝ ብዘዘናጋዕ መገዲ ዘረድኡ ሕብራዊ ጸወታታት። ካብ 3 ዓመት ንላዕሊ ንዝኾኑ ህጻናት ብፍቕሪ ዝተዳለወ።

 ናብ ናይ ነጋዶ ቤተሰብና ይጸምበሩ  

ናይ ግዕዝ ጸወታታትን ባህላዊ ንድፍታትን ናብ ማሕበረሰብኩም ንምብጻሕ ምሳና መሻርኽቲ ኩኑ። ምንም ዓይነት ኣቐዲምካ ዝግበር ክፍሊት ወይ ስግኣት የብሉን። ዘይተሸጠ ብቐሊሉ ክትመልሱ ትኽእሉ ኢኹም።


ብተግባር ይራአዩ   




ህጻናት ብዘደንቕ ሕብራዊ ጸወታታትና ጌርካ ፊደላት ግዕዝ ክምህዙ ከለዉ ተዓዘቡ።

ሕጻናት ነቲ ፊደላት ብተንቀሳቓስን ዘዘናጋዕን መገዲ ክመሃርዎ ከለዉ።

እዚ ጸወታታት ንህጻናት ፊደላት ግዕዝ ምምሃር ክንደይ የሐጉሶም ከምዘሎ ርኣዩ።

ነፍሲ ወከፍ ቁራጽ ናይ ጸወታ (puzzle) ንናይ ጽሕፈትን ንባብን ክእለቶም ደረጃ ብደረጃ የዕብዮ።

ታሪኩ ስምዕዎ

ኣብ VOA ረኣይዎ
ኣብ VOA ረኣይዎ
ኣብ VOA ረኣይዎ
ኣብ Youtube ረኣይዎ